መዝገበ ቃላት
ግሲታት ተማሃሩ – ቻይናዊ (ዝተቐለለ)
减少
我绝对需要减少我的取暖费用。
Jiǎnshǎo
wǒ juéduì xūyào jiǎnshǎo wǒ de qǔnuǎn fèiyòng.
ምጉዳል
ብርግጽ ናይ ምውዓይ ወጻኢታተይ ክቕንስ ኣለኒ።
提供
给度假者提供了沙滩椅。
Tígōng
gěi dùjià zhě tígōngle shātān yǐ.
ምሃብ
ንዕረፍቲ ዝኸውን መንበር ገማግም ባሕሪ ተዳልዩ ኣሎ።
承载
驴子承载着重物。
Chéngzài
lǘzi chéngzài zhuózhòng wù.
ተሰኪምካ ምኻድ
ኣድጊ ከቢድ ጽዕነት ተሰኪማ ትኸይድ።
强调
你可以用化妆强调你的眼睛。
Qiángdiào
nǐ kěyǐ yòng huàzhuāng qiángdiào nǐ de yǎnjīng.
ኣጉልሕ
ብሜክኣፕ ኣዒንትኻ ጽቡቕ ጌርካ ከተጉልሕ ትኽእል ኢኻ።
清晰地看
通过我的新眼镜,我可以清晰地看到一切。
Qīngxī de kàn
tōngguò wǒ de xīn yǎnjìng, wǒ kěyǐ qīngxī de kàn dào yīqiè.
ብንጹር ርአ
በቲ ሓድሽ መነጽረይ ኩሉ ብንጹር ይርእዮ ኣለኹ።
清洁
她清洁厨房。
Qīngjié
tā qīngjié chúfáng.
ጽሩይ
ክሽነ ትጽርዮ።
支持
我们很乐意支持你的想法。
Zhīchí
wǒmen hěn lèyì zhīchí nǐ de xiǎngfǎ.
ምድጋፍ
ንሓሳብኩም ብሓጎስ ንደግፎ።
输入
我已经把约会输入到我的日历里了。
Shūrù
wǒ yǐjīng bǎ yuēhuì shūrù dào wǒ de rìlì lǐle.
ኣእትዉ
እቲ ቆጸራ ኣብ ካላንደረይ ኣእትየዮ ኣለኹ።
分割
他们将家务工作分配给自己。
Fēngē
tāmen jiāng jiāwù gōngzuò fēnpèi jǐ zìjǐ.
ምክፍፋል
ዕዮ ገዛ ኣብ ነንሕድሕዶም ይመቓቕሉ።
盖住
她盖住了她的头发。
Gài zhù
tā gài zhùle tā de tóufǎ.
ሽፋን
ጸጉራ ትሽፍን።
推
护士推着病人的轮椅。
Tuī
hùshì tuī zhuó bìngrén de lúnyǐ.
ምድፋእ
እታ ነርስ ነቲ ሕሙም ኣብ ዓረብያ ስንኩላን ትደፍኦ።